Back to Top

Samuel Kbrom - Menfes qdus/ መንፈስ ቅዱስ Lyrics



Samuel Kbrom - Menfes qdus/ መንፈስ ቅዱስ Lyrics
Official




መንፈስ ቅዱስ ነዓ ፍሰስ
ኣብ ሂወትና ንገስ
ንኹሉ ሓድስ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
ኣብ ጸጋኻ ተኸቢበ
ዘድልየኒ ኩሉ ረኺበ
ካልኦት ዘይረኸብዎ
ቤተይ ሽሻይ መሊእካዮ
ብበረኸትካ ጸጊበ
ኣብ ጭንቂ ሰላም ረኺበ
ተዓዲለ ኦሆ ኣቦ ረኺበ
ተዓዲለ ኦሆ ጸግዒ ረኺበ
መንፈስ ቅዱስ ነዓ ፍሰስ
ኣብ ሂወትና ንገስ
ንኹሉ ሓድስ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
ረድኤት ዝሰኣንኩሉ
ናይ ጭንቀት ግዜ ኣብቂዑ
በይነይ ዝኾንኩሉ ግዜ
ሓሊፉ ደገፍ ረኺበ
`ቲ ንፓውሎስ ዝመርሖ
ሎሚ ምሳይ ኮፍ ኢሉ`ሎ
ተዓዲለ ኦሆ ኣቦ ረኺበ
ተዓዲለ ኦሆ ረዳኢ ረኺበ
መንፈስ ቅዱስ ነዓ ፍሰስ
ኣብ ሂወትና ንገስ
ንኹሉ ሓድስ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
ንኸይሓስብ ብመጻኢ
ሎሚ ዕረፍቲ ሂቡኒ
ናይ ትማሊ ንኸይዝክር
ብሕሉፈይ ከየማርር
`ቲ ናይ ቀደም ደምሲስዎ
ታሪኸይ ኣጸቢቕዎ
ተዓዲለ ኦሆ ናይ ጎይታ ኾይነ
ተዓዲለ ኣነስ ሓድሽ ሰብ ኮይነ
መንፈስ ቅዱስ ነዓ ፍሰስ
ኣብ ሂወትና ንገስ
ንኹሉ ሓድስ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
[ Correct these Lyrics ]

[ Correct these Lyrics ]

We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


English

መንፈስ ቅዱስ ነዓ ፍሰስ
ኣብ ሂወትና ንገስ
ንኹሉ ሓድስ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
ኣብ ጸጋኻ ተኸቢበ
ዘድልየኒ ኩሉ ረኺበ
ካልኦት ዘይረኸብዎ
ቤተይ ሽሻይ መሊእካዮ
ብበረኸትካ ጸጊበ
ኣብ ጭንቂ ሰላም ረኺበ
ተዓዲለ ኦሆ ኣቦ ረኺበ
ተዓዲለ ኦሆ ጸግዒ ረኺበ
መንፈስ ቅዱስ ነዓ ፍሰስ
ኣብ ሂወትና ንገስ
ንኹሉ ሓድስ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
ረድኤት ዝሰኣንኩሉ
ናይ ጭንቀት ግዜ ኣብቂዑ
በይነይ ዝኾንኩሉ ግዜ
ሓሊፉ ደገፍ ረኺበ
`ቲ ንፓውሎስ ዝመርሖ
ሎሚ ምሳይ ኮፍ ኢሉ`ሎ
ተዓዲለ ኦሆ ኣቦ ረኺበ
ተዓዲለ ኦሆ ረዳኢ ረኺበ
መንፈስ ቅዱስ ነዓ ፍሰስ
ኣብ ሂወትና ንገስ
ንኹሉ ሓድስ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
ንኸይሓስብ ብመጻኢ
ሎሚ ዕረፍቲ ሂቡኒ
ናይ ትማሊ ንኸይዝክር
ብሕሉፈይ ከየማርር
`ቲ ናይ ቀደም ደምሲስዎ
ታሪኸይ ኣጸቢቕዎ
ተዓዲለ ኦሆ ናይ ጎይታ ኾይነ
ተዓዲለ ኣነስ ሓድሽ ሰብ ኮይነ
መንፈስ ቅዱስ ነዓ ፍሰስ
ኣብ ሂወትና ንገስ
ንኹሉ ሓድስ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
መንነትና ነዓኻ ይቀደስ
ኣገልግሎትና ኩሉ ግዜ ይኹን ሓድሽ
[ Correct these Lyrics ]
Writer: Samuel Gebray
Copyright: Lyrics © O/B/O DistroKid

Back to: Samuel Kbrom



Samuel Kbrom - Menfes qdus/ መንፈስ ቅዱስ Video
(Show video at the top of the page)


Performed By: Samuel Kbrom
Language: English
Length: 5:14
Written by: Samuel Gebray
[Correct Info]
Tags:
No tags yet