Back to Top

Samuel Kbrom - Ab dembu/ ኣብ ደምቡ Lyrics



Samuel Kbrom - Ab dembu/ ኣብ ደምቡ Lyrics




ኣብ ጥቓ ወሓዚ መስኖ
ከም ጓሳ ዘይብሉ በጊዕ
ጠፊኡኒ ዝዓርፈሉ
ኣብራኸይ ዘምበርክኸሉ
'ቲ ነዓይ ክደሊ ዝመጸ
ነተን ብዙሓት ገዲፉ
ተበጃውነቱ ርእየ
ሕያዋይ ጓሳየይ በልኩ

ኣብ ጥቓ ወሓዚ መስኖ
ከም ጓሳ ዘይብሉ በጊዕ
ጠፊኡኒ ዝዓርፈሉ
ኣብራኸይ ዘምበርክኸሉ
'ቲ ነዓይ ክደሊ ዝመጸ
ነተን ብዙሓት ገዲፉ
ተበጃውነቱ ርእየ
ሕያዋይ ጓሳየይ በልኩ

ደጊም ኣነ ኣብ ምድሪ ቦታ ይብለይን
ኣብ ቤተይ ኮፍ ኢሉ'ሎ 'ቲ ናተይ ሓበን
በቃ ሞይተ ንዳበልኩ ሂወት ኣዊጁ
ቤተይ ኣብኡ ጌርዎ 'ብቲ ኽቡር ደምቡ

ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ

ንመንገደይ ንኽዕንቅፍ
ለይትን መዓልትን ዘይዓርፍ
ከጥፈኣካየ 'ንዳበለ
ኣብ ኣፍ ደገይ ኮፍ ዝበለ
ኣባይ ዝዕወት መሲልዎ
ንቐስቱ እንዳ ዳለዎ
ሃንደበት እየሱስ መጽዩ
ንሰራዊቱ በተኖ

ንመንገደይ ንኽዕንቅፍ
ለይትን መዓልትን ዘይዓርፍ
ክትመውት ኢኻ 'ንዳበለ
ኣብ ኣፍ ደገይ ኮፍ ዝበለ
ኣባይ ዝዕወት መሲልዎ
ኣጽዋሩ እንዳ ዳለዎ
ሃንደበት እየሱስ መጽዩ
ንሰራዊቱ በተኖ

ኣብ ድቃሰይ ዝዋጋእ ኣቦ ኣሎኒ
ሎሚስ መንዩ ደፊሩ ዝቃወመኒ
ሓንሳብ ምስጸዋዕክዎ `ቲ ኽቡር ስሙ
`ቲ ናይ ፈኸራ ንጉስ ካባይ ሃዲሙ

ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ

ናይ ሂወተይ ገዛኢ ጎይታ ኢኻ ምስ በልክዎ
ካብ ዙፋኑ ተንሲኡ ንቤተይ ኣልዒልዎ
ደድሕሪኡ ተኸይደ መን ዩ ደው ዘብለኒ
`ቲ ንጉሰ ነገስታት ንኹሉ እንድዩ ሰዓሪ

ናይ ሂወተይ ወናኒ ኣቦይ ኢኻ ምስ በልክዎ
ሂወቱ በጃ ሂቡ ንቤተይ ኣድሒንዎ
ደድሕሪኡ ተኸይደ መን ዩ ደው ዘብለኒ
`ቲ ንጉሰ ነገስታት ንኹሉ እንድዩ ሰዓሪ

ስለዚ ኣነ ምልኸካ
ስለዚ የመስግነካ
ስለዚ ክብሪ ህበካ
ስለዚ ይውድሰካ

ከምልኾየ ደጋጊመ
ከምልኾየ ደጋጊመ
ከምልኾየ ደጋጊመ
ከምልኾየ ደጋጊመ

ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ

ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
[ Correct these Lyrics ]

[ Correct these Lyrics ]

We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


English

ኣብ ጥቓ ወሓዚ መስኖ
ከም ጓሳ ዘይብሉ በጊዕ
ጠፊኡኒ ዝዓርፈሉ
ኣብራኸይ ዘምበርክኸሉ
'ቲ ነዓይ ክደሊ ዝመጸ
ነተን ብዙሓት ገዲፉ
ተበጃውነቱ ርእየ
ሕያዋይ ጓሳየይ በልኩ

ኣብ ጥቓ ወሓዚ መስኖ
ከም ጓሳ ዘይብሉ በጊዕ
ጠፊኡኒ ዝዓርፈሉ
ኣብራኸይ ዘምበርክኸሉ
'ቲ ነዓይ ክደሊ ዝመጸ
ነተን ብዙሓት ገዲፉ
ተበጃውነቱ ርእየ
ሕያዋይ ጓሳየይ በልኩ

ደጊም ኣነ ኣብ ምድሪ ቦታ ይብለይን
ኣብ ቤተይ ኮፍ ኢሉ'ሎ 'ቲ ናተይ ሓበን
በቃ ሞይተ ንዳበልኩ ሂወት ኣዊጁ
ቤተይ ኣብኡ ጌርዎ 'ብቲ ኽቡር ደምቡ

ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ

ንመንገደይ ንኽዕንቅፍ
ለይትን መዓልትን ዘይዓርፍ
ከጥፈኣካየ 'ንዳበለ
ኣብ ኣፍ ደገይ ኮፍ ዝበለ
ኣባይ ዝዕወት መሲልዎ
ንቐስቱ እንዳ ዳለዎ
ሃንደበት እየሱስ መጽዩ
ንሰራዊቱ በተኖ

ንመንገደይ ንኽዕንቅፍ
ለይትን መዓልትን ዘይዓርፍ
ክትመውት ኢኻ 'ንዳበለ
ኣብ ኣፍ ደገይ ኮፍ ዝበለ
ኣባይ ዝዕወት መሲልዎ
ኣጽዋሩ እንዳ ዳለዎ
ሃንደበት እየሱስ መጽዩ
ንሰራዊቱ በተኖ

ኣብ ድቃሰይ ዝዋጋእ ኣቦ ኣሎኒ
ሎሚስ መንዩ ደፊሩ ዝቃወመኒ
ሓንሳብ ምስጸዋዕክዎ `ቲ ኽቡር ስሙ
`ቲ ናይ ፈኸራ ንጉስ ካባይ ሃዲሙ

ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ

ናይ ሂወተይ ገዛኢ ጎይታ ኢኻ ምስ በልክዎ
ካብ ዙፋኑ ተንሲኡ ንቤተይ ኣልዒልዎ
ደድሕሪኡ ተኸይደ መን ዩ ደው ዘብለኒ
`ቲ ንጉሰ ነገስታት ንኹሉ እንድዩ ሰዓሪ

ናይ ሂወተይ ወናኒ ኣቦይ ኢኻ ምስ በልክዎ
ሂወቱ በጃ ሂቡ ንቤተይ ኣድሒንዎ
ደድሕሪኡ ተኸይደ መን ዩ ደው ዘብለኒ
`ቲ ንጉሰ ነገስታት ንኹሉ እንድዩ ሰዓሪ

ስለዚ ኣነ ምልኸካ
ስለዚ የመስግነካ
ስለዚ ክብሪ ህበካ
ስለዚ ይውድሰካ

ከምልኾየ ደጋጊመ
ከምልኾየ ደጋጊመ
ከምልኾየ ደጋጊመ
ከምልኾየ ደጋጊመ

ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ

ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
ኣብ ደምቡ ኮይኑ ቤተይ
[ Correct these Lyrics ]
Writer: Samuel Gebray
Copyright: Lyrics © O/B/O DistroKid

Back to: Samuel Kbrom



Samuel Kbrom - Ab dembu/ ኣብ ደምቡ Video
(Show video at the top of the page)


Performed By: Samuel Kbrom
Language: English
Length: 6:18
Written by: Samuel Gebray
[Correct Info]
Tags:
No tags yet